Pictures of Eritrean Independence Day Festivities in Toronto
By Eritrea Media
Eritrea's 24 years of independence, freedom and development is being celebrated all around the world by its glorious citizens. The flag Raising was followed by guyla music to which the participants danced and sang along. A great nation celebrated by great people on this momentous occasion!!
The nationals gathered in Toronto and in Ottawa to see their beloved flag been hoisted in the respected cities City halls with pride, further Toronto is Fourth consecutive years has a flag raising as always our beloved national in the cities and environs is excelling a huge turnout, where the city of Toronto allowed the proud people of Eritrea to have a festivities after the flag raise concluded to have a full hours to represent our cultural and celebrate our 24th independence as we wish along where people from different part of the world where in the city hall area us today was open cities hall across Canada which help our purpose to promote our nation, how the people of Eritrea inside and outside the nation adore their independence also gave us a chance showing our history how far we got to earn our independence to the foreign which they were very amazed with rich history.. The same goes with the other cities where our flag was hoisted above the city halls.
----------
By Eritrean Media
በዓል ናጽነት ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ካናዳ ሳላ Eዙዝ ሱታፌ ዜጋታት ብኽብ ዝበለ ውEውE ሃገራዊ ወኒ
ተጸንቢሉ። Eዚ ንልEሊ ሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየ ብስፖርታዊ ውድድራት ዝጀመረ በዓልና፡ ቀጺሉ
ብግንቦት 23, 2015 ነታ ብሉጻት ጀጋኑ ብምኽፋል ዝጨበጥናያ ክብርቲ ባንደራና፡ ኩሉ ሃገራውን
ባህላውን ክዳውንቲ ብምልባስ ካብ ኩሉ ከባቢታት ብምትEኽኻብ ክብሪ ናጽነት ሓበን ሃገርን ብዝገልጽ
ኣገባብ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቶሮንቶ ናይ ባንደራ ንምስቃል ስነ ስርዓት ኣካይዱ
።
ኣስIቡ ንበዓል ናጽነት ብኽብ ዝበለ ኣገባብ ንምዝዛም ኩሉ ሃገራዊ ናብ ኣደራሽ ባህላዊ ምሸት’ዩ
ኣምሪሑ። መደብና ብዝኽሪ ሰማEታት ብምጅማር፡ ከም ወትሩ ንኹሉ በዓላትና ንምምEራግ ከይተሓለላ
ዝሰርሓ ኣባላት ሃማድኤ ምስ ኣባላት ሕድሪ ወኒ ኩሉ ሃገራዊ ብዝትንክፍ ኣገባብ ብድምቀት ፈሊመንO።
ኣስIቡ ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ካናዳ፡ ኣቶ ኣሕመድ Iማን ንኹሉ ሃገራዊ EንቛE
ናብ መበል 24 ዓመት ናጽነት ኣብጻሓኩም ብምባል ናጽነት ክውን ንምግባርን፡ ንልEላውነት ንምውሓስን፡
ናብ ቃልሲ ቁጠባዊ ሓርነት ከም Eንጥምት ዝገበሩ ሰማEታት ክብርን መጎስን ይብጻሕዮም ድሕሪ ምባል፡
ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ኣንጻሩ ዝቐንA ሽርሕታትን ውዲታትን መኪቱ፡ ልምዓታዊ መደባቱ ብምቕጻሉ፡
መርኣያ ዘይጸዓድ ጽንዓቱን ሓያል ሓድነቱን ምዃኑ ኣስሚሩሉ። ነዚ በዓል ኣብ ምድማቕን ምEዋትን
ዝሰርሑ ኩሎም ሃገራውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኣባላት ሃገራዊ ሽማግለ በዓላት ኣመስጊኑ።
ብኻልE ሸነኽ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ዝቕመጡ ስነጥበባውያን ዝተፈላለዩ ወኒ ዘለዓEሉ ደርፍታት
ብምቕራብ፡ ንብዓል ናጽነትና ተወሳኺ ድምቐት ሂቦሞ ኣምስዮም። ኣብ መደምደምታ ድሕሪ ምቁር
ሕብስቲ ምቑራስን ሻምፓኝ ምትኳስን፡ ነቶም ኣብ ዝተፋላለዩ ውድድራት ኩEሶ Eግሪ ንዝተዓወቱ
ሽልማት ተዓዲሉ። ብፍላይ ከኣ ነቲ ንካናዳ ወኪሉ ኣብ ጉEዞ ብሽግለታ ንሰላምን ንፍትሕን ሓቅን
ኤርትራ ዝተሳተፈ መንEሰይ Eስራኤል ኣብራሃም ፍሉይ ሽልማት ቀሪቡ።
ብወገን ተሳተፍቲ ብኣጋጣሚ በዓል ናጽነት፡ ብህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝሰላሰል ዘሎ ከቢድ ጻEርን
ተጻዋርነትን ዝሓትት ልምዓታዊ መደባትን፡ መኽተ ኣንጻር ተጻብOታትን ዘለውምም ኣድናቖት
ብምግላጽ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝቐንU ኣጀንዳታት ንምብዳህ ውዳቤOምን ጥምረቶምን ብምሕያል ከም
ዝነጥፉ ኣረጋጊጾም።
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማEታትና!!!
ዓወት ንሓፋሽ!!!
ኣወሃሃዲት ሃገራዊ ሸማግለ በዓላት ኤርትራ - ከተማ ቶሮንቶ
ክፍሊ ጎስጓስን ሓበረታን

Post Comment