Top Ad unit 728 × 90

Trending

random
.

Video Clip Poem From the 10th Annual North America YPFDJ and PFDJ II Conference


Collage of the 10th Annual North America YPFDJ and PFDJ Conference


ከም መንእሰያት ሃገርና ካባና እንታይ ትጽበ ኮምኡውን ሐጺር ጸብጻብ ናይ ዑውት 10ይ ዋዕላ መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ህ.ግ.ደ.ፍ II ሰሜን ኣሜርካን፡ Video clip poem( ግጥሚ)

ዕድሜና ዘሰከመና ሃገራዊ ሓላፍነት ምግንዛብ፡ ምስካም: ዕላማ ታ ት ኣብ ግብሪ ም ው  ዓል፡ኣብ ዘዘለናዮ ንጡፋት ናይ ኮማትና፡ ኣምበሳደራት ሀገርና ሙካንን፡፡ ንጹር ዕላማን እምነትን ምህላዉ( እምነት ኣብ ዕላማ ገጥ ምባልን)፡ ንሃገራዊ ረብሓታትና ልዕሊ ኩሉ ምስራዕን፡ ንሸውሃት ትምህርትን መሃዝነትን ምትብባዕ  ነዚ ንክትግበር ከአ፡ ብትምህርቲ፡ ፍቅሪ ሃገር፡ ተወፋይነትን መሃዝነትን ጥራይ ዝፍትሑ ምኻኖም ምስትውዓልን፡ ልምዓትን ዕቤትን ሃገር ዝሓቶ ጻዕሪን ግዜን ኣገዳሲ ሙካኑ ከኣ ሐያል ግንዛበ የድልዮ፡ ሃገር ንምህናጽ፡ ድልዱል ማሕበረ ሰብ(community)’ን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብርቱዕ ጻዕሪ ዘድልዮ ሙካኑ መረዳእታ ምህላው፡ ምትብባዕን፡ ምጽናዕን  ከም ዝሓትት ምስትውዓል የድሊ፡ ጻዕርን ስራሕን ካባና ዘይሓልፍ ምኻኑ ምእማን፡፡

ኩሎም መንእሰያት ብፍላይ ከአ ኣብ መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍን፡ ሕድርን ተጠርኒፎም ዝርከቡ፡ መንእሰይ ኤርትራ አብ ዝሃለውና ሃሊና ሓላፍነት መንእሰያትናን፡ ኣብ ጥርናፈ ሕብረተሰብና(ኮማትና) ንሸባሸብ ከምዘለና የረጋግጽ፡ ንሃገርና ኤርትራ ውፉያት ዜጋታት ክንኸውን ስለዘሎና፡ ካባና ናባና ስለዝኮነ ማዕንጣና ሸጥ ኣቢልና ሓያላት ኣበርከቲ ሃገርና፡ ብርእሲ ተአማንነት፡ ርእሰ ሙርከሳን፡ ሃገርና ከነዓቢ ብትምህርትን፡ ፖሎቲዊ ንቅሐትን ልቦናን ግስጋሳትና ነዕቢ፡፡
ቀጺለ ኣብ ዝሓለፈ ዑውት ዋዕላ መንእሰይት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ህ.ግ.ደ.ፍ II ሰሜን አሜርካ ዝተካየደ፡ በማኢት ዝቁጸሩ መንእሰያትና ካብ ኩለን ሑቡራት ህገራት ሰሜን አሜሪካ፡ ካናዳን አውሮፓን ዝተሳተፍናዮ ሃናጺ ዋዕላ ብፍላይ ከአ ናይሎሚ ዓመት ፉሉይ ዝገብሮ፡ ዝበለጸ ናይ ሕድሪ ፕሮግራ ተዳልዩ ምንባሩ እዩ፡፡ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኤርትራን ካብጥንቲ ክሳብ ዘሎናዮ እዋን ዝዓለመ ሙካኑ፡ ንወረስቲ ሕድሪ ክእ ሩኡይ ዕግበት ተገንዚበ፡ ተወሳኪ ፉሉይነት ሎሚ ዓመት መበል 20 ዓመት ሳዋ ካብ ዝጅምር፡ ኮሙኡ ድማ ማሐዙት ኤርትራ ኣቶ ግልን ፎርድ፡ ዳ/ሮ ቻርለስ ካንታሎፖ፡ ኣቶ አሚልዮ ደሉቺ፡ ወ/ሮ ሮሲዳ ሻቦዲን'ን ዳ/ሮ ሳሙኤል ማሃፊን ኣብዝ ሃቡዎ መረዳእታን፡ ቡዙሕ ካል ዝተፈላለየ ሙዚቃዊ ድራማታት፡ ማሕበራዊ ፍልጠት ከሙኡውን ፕረዘንተሺን ተካይዱ፡፡
ብተዛማዲ መንእሰይት ህ.ግ.ደ.ፍን፡ ሕድርን ካናዳ(Canada)'ን፡ (U.S.A)'ን ብሕጽር ዝበለ ሓያላ መልእክቲ ብ ግጥሞምን ኣቃራርባን  ንኹልና ተሳተፍቲ ፍናን የሕዲሮሙልና፡ ገለ ካብቶም ግጥሚ ዘቅረቡ ብጾት እንሆ ናይ ሰላም ሃይለ ኣባል ቶሮንቶ ሕድሪ፡ ኮሙኡውን መንእሰይ ወልደትንሳኤ ምሕረትአብ  ኣባል መሪሕነት መ/ህ.ግ.ደ.ፍ ውንፐግን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ኣብ ናይሎሚ 10ይ ዓመት ዋዕላና ነዛ ሐጻር ቭድዮ ንትዓዘብ፡፡

ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእትና!
ዓወት ንሓፋሽ!

Sponsored Ads
Video Clip Poem From the 10th Annual North America YPFDJ and PFDJ II Conference Reviewed by Admin on 12:07 PM Rating: 5

5 comments:

  1. Eritrea and People are well secured inside and outside the country, by the Young Eritrean Generation, these are Warsay, YPFDJ, Hedri and EDF. Eritrea and People will live for ever as a Sovereign State and Independent People.
    Eritrean People who refused to kneel down!

    Proud to an Eritrean Citizen.

    ReplyDelete
  2. Nay bahaki zeragi arkey, when i hear our btsot speaking tigrigna learn in diaspora, i just feel love to them, the bond to their motherland, to their culture, to their people..
    Love you Eritreans may god protect you from hynas..may your path be bright..

    ReplyDelete
  3. agoka , each & every Eritreans are with you , except those weyane 's artfial ear .

    ReplyDelete
  4. Yes this kind of propaganda is needed! The outcome of agitating youngsters is continuation of generation i.e no generation gap!

    ReplyDelete

All Rights Reserved by Madote © 2016

Contact Form

Name

Email *

Message *

Powered by Blogger.