A Look Back at the Eritrean-Ethiopian Border Conflict
![]() |
13 years later, Ethiopia still refuses to respect international law by not vacating from sovereign Eritrean territories |
A Look Back at the Eritrean-Ethiopian Border Conflict
ኣብ ዝሓሇፈ ሰሙናት ብድምጺ ራድዮ ኣሜሪካ መዯብ ትግርኛ ዝፍኖ : ቃሇ መሕተት ምስ ፕረዝዯንት ክሌሌ ትግራይ ነበር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ( ዯመኛ ጸሊኢ ህዝቢ ኤርትራ ) ንጉዳይ ኤርትራ ኣመሌኪቱ ኣብ'ቲ መጽሓፉ ኣስፊርዎ ዘል መብርሂ
ንክህበለ ትሓቲቱ ምንባሩን ኣብ ቅርሕንትን ጽሌእን : ኣብ ሕሌምን ሓሶትን ዝተመርኮሰ ዝሃቦ መሌሲ ዳርጋ ኩሊትና ተኸታቲሌናዮ ክንከውን ተስፋ እገብር : ስሇዚ ከምቲ ናቱ ዕጀውጀው ዘይኮነ : ኣብ ጭቡጥ መወከሲና ተመርኰሰ ከም ኩለ ኤርትራዊ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝሓምም ገሇ ክብሌ ክፍትን እየ : ትሕዝቶ ጽሑፈይ ከምቲ ኣብ ኣርእስተይ ጠቒሰዮ ዘሇኹ ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን : ዝሓሇፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘል ዯረጃን ኮይኑ ኣብ 3 ክፋሌ መቓቒሇ ከቕርቦ ክፍትን እየ : እንሆ 1ይ ክፋሌ ሰናይ ንባብ :
Continue reading:

Post Comment